ጽዋ ለበዳ ፌራን ካምዩን | The story of the plague and Camus Abspielen እዚ መደብ ንጽዋ ለበዳ ፌራን ደራሲ ኣልበርት ካምዩን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ እዩ። እዚ ኣብዚ ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ ኣብ መጽሔት እምኵሉ ኣቐድም ኣቢሉ ተሓቲሙ ኣሎ።