ዘተ ብዛዕባ ሰለስተ ሓጸርቲ ዛንታ ካብ "ካልእ ስለ ዘየሎ" ብኣብርሃም ተስፋልኡል ዘርአ | A discussion on three short stories from "Kalie Sile Zeyelo" by Abraham Tesfalul Zere

እዚ ዘተ ብቐንዱ ዘተኵረለን ስራሓት "ኣብ ዋዜማ ውግእ"፡ "ድሮ ተበገስ" ከምኡ'ውን "ድሕሪ ውግእ” ዝብላ ሓጸርቲ ዛንታት ኰይነን፡ ንርእሰ-ነገር ወይ ድማ ቴማ ኲናት ዝብል ክኸውን'ዩ።The discussion focuses on the theme war in three short stories titled: "Ab Waziema Wigie", "Diro Tebeges", and "Dihri Wigie".

Om Podcasten

ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሉ ብሓፈሻ ኣብ ስነ-ጥበብ፡ ብፋልይ ድማ ኣብ ስነ-ጽሑፍ፡ ሕብረተ-ሰብን ባህሊን ዝተኵር ናይ ፖድካስት መደብ።